ሊቀ መልእክት ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ኣብ ከተማ ላይደን(Leiden) እትርከብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እያ።
ቤተ ክርስቲያንና ንኣመንቲ ኤርትራውያን ኦርቶድሳውያን ንኹሉ ኣማንን ዘይኣማንን ክነብርን ሓቢሩ ክጽሊን ባህሉ ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከመሓላልፍን ዝደሊ መንፈሳዊ ቤት ትህብ። ከም ካልኦት ኤርትራውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ሆላንድ ኣብ ትሕቲ መንፈሳዊ መሪሕነት ቅዱስ ሲኖዶስ ናይ ኤርትራ እያ ዝላ።