ዜና
- ኣብ እዋን ኣገልግሎት ገንዘብ ንምኽፋል ሓድሽ መንገዲ ኣለና ንሱ ድማ ብመንገዲ ኤቲኤም እዩ። ኣብ ኣፍደገ ቅድሚት እዩ ዘሎ።
- ንኹሎም ኣባል ደብረ ሃይለ ቅዱስ ሚካኤል ላይደን ፎርም ዝምላእ ኣብ WhatsApp groep ተዳልዩ ስለ ዘሎ ኩላትና ንምላእ (ኣብቲ WhatsApp groep እንተ ዘይኣተኹም ደሎኹም ብቑልጡፍ ሓቡሩና)።
ውድባት
ዓመታዊ ክብረ በዓል ኅዳር 2025
መንፈሳዊ ታሪኽ ዝቐረበ ብ ት/ም/ሰ/ቅዱስ ሚካኤል Leiden